ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ትቦ መገጣጣሚታተን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መቀዐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ትቦ ጎማ /HDPE P 16 ኢንች | ሜትሮ | 100 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 2 | እስትሬየት ዩንየን 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 50 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 3 | ፍሜል ቲ 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 40 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 4 | ፍሜል ኣዳብተር 1/2 አንች | ቁፅሪ | 40 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 5 | ጌትሻል 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 20 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 6 | ሜል ኣዳብተር 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 30 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 7 | ሜል ኣዳፕተር 1/2 ኢንች HDPE | ቁፅሪ | 50 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 9 | ፊሜል ኣዳፕተር 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 50 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 10 | ፈሜል ኣዳፕተር 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 20 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 11 | ስትሬት ዩንየን 1/2 ኢንች | ቁፅሪ | 50 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 12 | ኒፕል 1/2 ብረት | ቁፅሪ | 30 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 13 | ኒፕል 1/2 ብረት | ቁፅሪ | 20 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 14 | ኒፕል 2 ብረት | ቁፅሪ | 50 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 15 | ሮዲሰር 1 1/2 ናብ 2 ኢንች | ቁፅሪ | 20 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 16 | ሮዲሰር ካብ 1 1/2 ናብ 1/2 | ቁፅሪ | 20 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 17 | ፍላግ 1/2 | ቁፅሪ | 100 | ብ1ይ ደረጃ | ||
| 18 | ፍላግ 1 1/2 | ቁፅሪ | 20 | ብ1ይ ደረጃ | ||
መምርሒ
✓ አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ግልፂ ዘይኮነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ።
ብ1ይ ደረጃ
✓ ቲን ካርድ ናይ 2016 ዓ/ም ናይ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝተሓደሰ ኮፒ ተተሓሒዙ የቅርብ ።
✓ ካብቲ ዝተገለፀ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ብናይ ባዕልካ ቀይርካ ምምላእ አይፍቀድን።
✓ አድራሻን ፊርማን ናይ እቲ ድርጅት ማህተም ክህልዎ ኣለዎ።
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ።
✓ እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 16/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 24/08/2016 ዓ/ም ድ/ሰዓት 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝክእል ።
✓ እዚ ፕሮፎርማ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ተከፊቱ ክሳብ ውሳነ ዝረክብ 7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ።
✓ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ።
✓ እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት24/08/2016 ዓ/ም ድ/ ሰዓት 11፡30 ተ ዓዕዩ ዕለት 28/08/2016 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡00 ይክፈት።
✓ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማርፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።