ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ዝተሐደሰ መረዳእታ ብቅዳሕ ክቕርብ ዝኽእል
2 መኽበሪ ጨረታ
- ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ )
- ንዉፅኢታት ሕትመት ብር 2000 (ክልተ ሽሕ ) ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ
3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ
- ዋጋ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 40 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
- ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቐዳማይ ደብሪ ቑፅሪ 1- ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ዕለት 16/07/2008 ዓ/ም 30/07/2008 ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ
 4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት
- ንዉፅኢት ሕትመት ዕለት 30/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
- ንፅሕፈት መሳርሒ ዕለት 30/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት
 5 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ
 6 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ
 7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
 8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ
Â
Â