ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ክ/ከ ሐዉልቲ

  • እተን ዝተፈላለየ ንብረታት ሕጋዊ ተጫራታይ ክጫረት ይክእል እዩ
  • ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ እናዓደምና ቅድሚ ዋጋ ምምላእኩም እቱ ዝተዳልይዎ ዓይነት ንብረት ብኣካል ናብ ትልምን ፋይናስን ክከ ሓወልቲ ንበረት ምምሕዳር መፂእኩም ንክትርእይዎ ንሕብር

መተሓሰሰቢ ተወዳደረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ

  1. ኣብ ላዕሊ ፖስታ ሽምኩም ወይ ናይ ትካልኩም ሽም ማህተምን ተልይበልኩም ማህተም ይገበረሉ ማህተም ተዘይሃላይ ሽምን ስ/ቁፅሪ ይፀሓፍሉ
  2. ሞባይላትን ናይ ዘሎ ንብረት ተጫረቲ ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከትሕዙ አለኩም
  3. በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ አለኩም
  4. ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 14/7/2008 ዓም ክሳብ 28/7/2008 ዓ/ም ሰዓት ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/7/2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 4:30 ይከፈት
  5. ናይ ጨረታ መክበሪ 3000 ንሕድሕድ ሰነድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ናይ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ይገበረሉ
  7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 15 መዓልታት ይከዉን

 መተሓሳሰቢ

  • እቲ ንብረት ዋጋ ቅድሚ ምምላእኩም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል እናመፃእኩም ክትሪእዎ ነታሓሳስብ

Â

Â