ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

በዚ መሰረት ተወዳደረቲÂ ከማልእዎም ዝግብኡÂ ረቆሒ::

1 ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲÂ ሰርትፈኬትንÂ ዋናንÂ ኮፒን::

2Â ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::

3Â ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ዓዲ ዉሸጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉÂ ወረሓዊÂ ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን::

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪÂ ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 3000.00 ብ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዘሰዓሮ 10% ኣትሒዙÂ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አጋዓዒዙ ናብ ከተማ ዓዲ ረመፅ ከቅርብ ዝክአል

ነዞም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቆሒ ከማልኡ ዝክእሉ መቅረብቲ ኣበቲ ጨረታÂ ንኽወዳደሩ ይዕድም::

  • ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/07 /200 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/ 07/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትንÂ ሰዓትን ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ /ደጀን/ ኣዉራ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ -2-06 እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሰ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም
  • እቲ ጨረታ 28/07/ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
  • ቤት ፅሕፈትና ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::