1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ |
1 | ፍላሽ /Flesh / with OTG | 32 GB | ብቁፅሪ | 06 | |
2 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ | ተሓዛሊ ዓብይ | ብቁፅሪ | 06 | |
3 | ዲቫይደር /Divider/ | · GURDIAN SHIELD · 1GA-250A | ብቁፅሪ | 10 |
መብርሂ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቅረባይ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝከዉን ምካኑ ነፍልጥ :: ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተአሸገ ፖስታ ክፀሓፍ አለዎ
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 19/6/2016 ዓም ዕለት 21/6/2016 ዓም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ 22/6/2016 ዓም ዕለት ሰዓት 3:00 ይክፈት
5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ
6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ
8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715