መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ብዘርፉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪን ዝሐዘ ኮፒ ከታሓሕዙ ትክእሉ
3 ኣብ ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልታት የረክቡ
6 ፕሮፍርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 15 /6/ 2016 ክሳብ 19/6/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን
7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መጠን | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | Center Bearing | Kun 25 | pcs | 01 | |||
2 | Pad kit | 04465 –YZZF6 | Pcs | 01 |