ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቑሑት ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 18/6/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016 ዓ/ም
• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ተ. | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅለላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | እስክርቢቶ ሰምያዊ | ሳምፕል | ቁፅሪ | 1000 | ||
2 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ | ሳምፕል | ቁፅሪ | 23 | ||
3 | ፍለሽ ሜሞሪ 32GB | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 20 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀች ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ሳዓራይ ንዘሸነፎም ኣቕሑት ናብ ቤት ዕዮና ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ።
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።