ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ

  • ሎት 1 ናይ ምርምር ላቫላቶሪ ኣቁሑት

ተጫረቲÂ ከማልእዎ ዝግባእ

  1. በቲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
  2. በቲ ዘርፈ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ
  3. ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎ
  4. ቲን ናምበር ዘለዎ
  5. ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእከል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ዝተሰርሐ ናይ ምርምርን ላቫላቶሪ ኣቁሑት 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ቅድሚ ጨረrታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም
  6. ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 08/07/2008 ጀሚሩ ክሳብ 23/07/2008 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
  7. እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 23 /7 /2008 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት
  8. ኣብ ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ
  9. ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል (ዋንኡ) ን ኮፒን ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናል ኮፒን መፍለይ ፅሑፍ ከቅርቡ አለዎ
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብምትሓዝ ካብ ዝአትዉሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ይገብር
  11. እቲ ቢሮ በዝሒ ንብረት ክሳብ 20% ምዉሳክን ምቅናስን መሰለ አለዎ
  12. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  13. ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0347740546