ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ተጫረቲ በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል
2/ ቲን መፍለዪ ቁዕሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእል ከምኡ ድማ እቲ ዝተመልአ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብዉሽጢ 3 መዓልቲ 3,000 ብር ከፊሉ ዉዕሊ _ ክኣስር ኣለዎ
3/ ተወዳዲሩ ዝሰዓረ : ተጫራቲ ዝፅገን ንብረት ክፅግን ኣብ ዝተነገሮ ግዘ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ናይቲ ንብረት ፀገም ብምርኣይ ዝግዛእ ንብረት እንተኣጋጢሙ ትክክለኛ እስፐስፍኬሽን ፅሒፉ ከረክብ _ ኣለዎ እቲ ንብረት ተገዚኡ ምስ መፀ ትክክል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ብፅሬትን ሰለጤንን ፀጊኑ ከረኸብ ኣለዎ
4/ ሰዓሪ ትካል ናይ ዝሃቦ ይኸፍል ግልጋሎት ዝኸፈሎ ብር ልዕሊ 10,000 ብር ተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2%
5/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ሓደ ግዘ ዝፅግንዎ ዋጋ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ከቐርብ ኣለዎ ስልዝ ድልዝ ዘለዎ እንተጋጢሙ ፌርማ ናይ ተጫራቲ ክዓርፎ ኣለዎ
6/ እዚ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 29/05/2016ዓ/ም ክሳብ 4/06/2016ዓ/ም ሰዓት3.30 ፀኒሑ ሰዓት 4.00 ይኸፈት
7/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል
መቐለ ቤት ህንፀት
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ጠቅላላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ፎቶኮፒ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ፅገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
2 | ፎቶኮፒ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ሰርቢስ | ቁፅሪ | 01 | |||||
3 | ኮምፒተር ሙሉእ ኣክሰሰሪ ፅገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
4 | ኮምፒተርሙሉእ ኣክሰሰሪ ሰርቢስ | ቁፅሪ | 01 | |||||
5 | ፕሪንተር ሙሉእ ፅገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
6 | ፕሪንተር ሙሉእ ሰርቢስ | ቁፅሪ | 01 | |||||
7 | ስካነር ዕገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
8 | ስካነር ሰርቢስ | ቁፅሪ | 01 | |||||
9 | ላፕቶፕ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ፅገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
10 | ላፕቶፕ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ሰርቢስ | ቁፅሪ | 01 | |||||
11 | ኣንቲባይረስ ፅገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
12 | ኢንተርኔት ፅገና | ቁፅሪ | 01 | |||||
13 | ቲቪ ፅገና | ቁፅሪ | 01 |
ሽም ------------
ፌርማ ------------
ስልኪ ቁፅሪ ------------
ማህተም