ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

  1. በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቐረባነት ደፍተርን ቲንን ዝተሐደሰ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናልን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብÂ
  2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነንÂ ናይ ወርሒ ጥሪÂ 2008 ዓ/ም ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
  3. ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፅለት 05/ 07 /2007 ዓምÂ ክሳብ 20/07/2008 ዓ/ም ሰዓት Â 3:00 ቅ/ቀትሪ ባህርዛፍን ኤሌትሪክን ብሎኬትን ስሚንቶን ኣቕሑት ብዘይ ክፍሊትን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ዝወዳደሩ ኮይኖም ንናይ ህንፃ መሳርሕን ሐሻዋን ግን ዘይምለለስ ዘይምለስÂ ብርÂ 30 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ መቤትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱÂ ይኽእሉÂ
  4. እቲÂ ጨረታ ዕለት 20/07/2008 ዓ/ም 3:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓትÂ 4:30 ቅ/ቀትሪ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊÂ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን አብ ዘይተረከብሉ ይክፈት::
  5. ተወዳደርቲÂ ጨረታ ቅድሚÂ ምክፋቱ መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሕን ሐሸዋ ጥራሕ 3,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር / ጥረ ገንዝብÂ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፕኦ ከትሕዙÂ አለዎም::
  6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝይብሉ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ማህተምን ፌርማን ተገይሩ ብፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነንበይኑ ፖስታ ብምግባር ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ንዝተዳለወ ሳፁን ናብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡÂ እቲ ጨረታ ብምሉእÂ ይኹንÂ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  8. ንዝበለፀ ተወሳኪÂ ሓበሬታÂ ብአካልÂ ወይÂ ብስልኪÂ Â ቁፅሪÂ 0344411454/0914120805 Â ምሕታትÂ ይካአል::