ናይ ዝሽወጥ ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ
ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ነደዲ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ተ/ቁ | ዝርዝር ንብረት | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | |
1 | ቤንዚን | ሊትሮ | 3675 | ||||
2 | ጀሪካን | በዓል 25 | ቁፅሪ | 147 | ጀሪካን በዓል25 ሊትሮ 147 | ||
ጠ/ድምር |
መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 6/05/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 6/05/2016ዓ.ም ድማ 9፡0ሀይኸፈት
2.ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቶክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ- ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።
3.ናይትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 5000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል
4.ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ
5.ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።
6.ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር፡፡
7.ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል
8.ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።