ስለዚ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ንምሃብ ዝትሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ ትካል / ውልቀ ሰብ / ብዝስዕብ ዝርዝር መሰረት ክወዳደር ንዕድም።
ናይ ሕድ ሕድ ቦታ ዘቅርብሉ ዝርዝር ዋጋ መሊኦም ብሰምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክሳብ ታሕሳስ 10/2016 ዓ.ም ቴክኖሎጅን ቢዝነስን ኮለጅ ፖሊ ነዚ ኢሉ ኣብ ዘዳለዎ ሳንዱቅ ከተእትዉ ንሕብር።
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 -410440 or 41-10-12/13/14
| ዞን | ኸባቢ | ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|
| 01 | ላጪ ፣03 ፣ 05 ፣ 06 ፣ 04 ፣ ማይሊሓም ፣ ዓይደር መጨረሻ ታክሲ | ||
| 02 | ዓዲ ሹምዱሑን ፣ ዳዕሮ ፣ ዓዲ ዳዕሮ ፣ ዓዲ ሓ ፣ ኮረኮንች | ||
| 03 | ዓዲሓቂ 2ይ ብርኪ ፣ ቐልቐል ደብሪ ፣ ስራዋት ፣ ዳግም ኣምሳል ፣ 70 ካሬ | ||
| 04 | ኣይናለም ፣ ዲያስፖራ መንደር መምህራን ፣ ኸፍቲ ሕክምና ኮለጅ ፣ ምድረ ገነት ፣ 70 ካሬ ፣ ድንጉር | ||
| 05 | ኲሓ፣ ኣሪድ ፣ ሰሜን ዕዝ ፣ ኤርፖርት |