በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡
1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም፣
2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲፍቃድ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣፣
3. ቫት ወይ IOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኽእሉ፣
4. ዝተሓደሰ ምዝገባ መቕረባይነት 2016 ዓ.ም ከቕርቡ ዝኸእ
5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣
6. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳር ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ስራሕ ክጅምሩ ዝኸእሉ፣
7 እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልኣ ተሓሳቢ ይግበር፡፡
8. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣
9. ትካልና 20% ናይቲ ስራሕ ምንካይን ምውሳኸን ይኸእል፣
10. ማ.ል.ት እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
11. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/04/2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ይኸፈት፡፡
ዝርዝር ዓይነት ፅገና
ተ.ቑ | ዓይነት ፅገና | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|
1 | ተሽከርካሪ ወንበር ምግጣም | ቑፅሪ | 01 | |
2 | ተሽከርካሪ ወንበር ምፅጋን | ቑፅሪ | 01 | |
3 | ጠረጴዛ ምግጣም | ቑፅሪ | 01 | |
4 | ጠረጴዛ ምፅጋን | ቑፅሪ | 01 | |
5 | ሸልፍ ምግጣም | ቑፅሪ | 01 | |
6 | ሸልፍ ምፅጋን | ቑፅሪ | 01 | |
7 | ድሮወር ቑልፊ ምቕያር | ቑፅሪ | 01 | |
8 | ዝተፈላለዩ ወንበራት ምግጣም | ቑፅሪ | 01 | |
9 | ዝተፈላለዩ ወንበራት ምፅጋን | ቑፅሪ | 01 | |
10 | ናይ በሪ ቑልፊ ብ1 ደረጃ ሙሉእ ቑልፊ ምቕያር | ቑፅሪ | 01 | |
11 | ናይ በሪ ቑልፊ ብ1 ደረጃ ሲሊንደር ምቕያር | ቑፅሪ | 01 |
መብርሂ፡- ኣብዚ ሰደቓ ካብ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ፅገና ወፃኢ ኣብ ከይዲ ከጋጥም ከሎ ክብደት እቲ ስራሕ እናተርኣየ ኣብ ምርድዳእ ዝተደረኸ ክክየድ ይኸእል እዩ፡፡