ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ 2ይ ግዜ ዝወፀ
ተ.ቑ | ናይ ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Description | መፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part number | መዐቀኒ/Unit | በዝሒ Qantlity | ሓደ ዋጋ ጠቕላላ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
2 | ናይ ሃይሉኩስ መኪና ኪሎሜትር መቁፃፀሪ ıይ ደረጃ (Original) | ሰፒዶ ሜትር አሰይ 83220-35560 | ቑፅሪ | 1 |
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።
4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት25/3/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/3/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ(ት) እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/3/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 27/3/2016 ዓ/ምሰዓት 4፡00 ይኸውን።
ኣድራሻ፡- ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 6342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡