ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 25/03/2016 ዓ/ም ክሳብ 28/03/2016 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 28/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል 7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ የገድድን ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኩ ምባል ተቐባልነት የብሉን

8. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ኮሚሽና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ