ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ

  • · ጨረታ ብሬድዩ ዝተጋወሐሉ ብድምፂ ወያነ 14/3/2016
  • ዝጫረቱ ቦታት ንትካላት አገልግሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታታት 2
  • · ንመንብሪ አገልግሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታትት 78 ብምካኑ 80 በዝሒ ቦታታት እዚ ጨረታ  ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣቀማምጣ ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር አጠቃቅማን መሬት ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ  ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ነፍልጥ