Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ናይ 2015 ዓም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ነሐሰ ቫት ዲክሌሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊከሽን ካብ መደበኛ ጉ/ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 27/02/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/03/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ጨረታ ሰነድ ዘይምለሰ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 10000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 18/03/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፀዩ በቲ ዕለት 18/03/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ነኒ በይኑ ዝተዐሸገ ከቅርብ ዝክእል

6 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ዉዕሊ መከብሪ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ትሕዝ ዝክእል

8 ኣድራሻና አበ ጊዘያዊ ምምዳርር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉ/ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13 እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0984076797 ወይ 0914032454 ምድዋል ይከኣል

10 ናይ ጨረታ መክፈቲን መዕፀዉን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስረሕ መዓልቲ ዝክፈት ይከዉን

11 አብ ዝቀረበ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ወይ ዘይንበብን ማህተም ዘይዓርፎ መረዳእተን ተቐባልነት የብሉን