ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ


✵ በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም መረዳእታ ዘቕርቡ፣

✵ ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

✵ ግብሪ ከፋላይ መፍለዪ ቁፅሪ (Tax Identification Number) ከቕርቡ ዝኸእለ

✵ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 19/02/2016 ዓ.ም ክሳብ 21/02/2016 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ (ፎች) ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ (ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን) ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኸተእትዉ ንዕድም፡

✵ ዝቐርብ ደኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ተገይሩ ክተሓሓዝ ኣለዎ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ምዝኸውን ነፍልጥ፡፡

✵ እቲ ትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ እንተንኣሰ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን፣

✵ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተ.ቁ ዝርዝር ዓይነት ንብረት መፍለይ መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1 ጎማ ምስ ካላማደርይኡ 205/55/R16 ትርያንግል ቁፅሪ 10

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 034240000 ምሕታት ይከኣል