ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣዚኩም ንዕለት 20/01/16ዓ.ም ሰዓት 11:00 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 21/01/16ዓ.ም ሳዓት 02:30 ረፋድ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ 

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ – ኣብ ውሽጢ 3 ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ

ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን

5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን

7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስ ዝተሓለወ እዩ

8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይካኣል


ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋ ጋጠቅላላ ዋጋሞዴል
ብርሳንብርሳን
1Cylinder sub assy brake47201-60A40set01HZJ 79 L
2Pad kit04465-yzzf6set01HZJ 79 L
3Sheo kit04495-60080set01HZJ 79 L
4Fuil filter23390-51070pcs02HZJ 79 L
5ባትሪ ናይ መኪናx-pro 70 Apcs01
6ቴፕ ናይ መኪና ምስ ስፒከሩሶኒ ኦርጂናልset01
7ናይ ዳሽ ቦርድ ቅብኣትሓፊስ 1ይ ደረጃpcs01
8ክሪስ ምስ መልዓሊኡ10 ቶንpcs01
9መፍትሕ ጎማመስቀለኛ 17 19 21 23 pcspcs02
10ክሪክ ምስ መልዓሊኡናይ ጂሊpcs01
11ክሪክ ምስ መልዓሊኡ2 ቶንpcs01

ቤት ፅሕፈት ግ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ