ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሸ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ መቅረባነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝኮንኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 22 ጥቅምቲ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ብምክፋል ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

3 ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451