1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ
2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎም
3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቕርብን ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን
4 መኸበሪ ጨረታ 5000.00ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ 29/01/2013 ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ
4እቲ ጨረታ ዕለት 13/02/2013 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ