1 ተጫረቲ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሑ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ካብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ላጪ ቢሮ ትሬኒግ ማእከል ምዉሳድ ይካኣል
3 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ስፒኦ ማለት አዉን ቼክ ባንኪ ዋሕስ 25,000.00 ቅርሺ ክተቅርቡ ኣለኩም
4 እቲ ጨረታ 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ክተቅርቡ ኣለኩም ዕለት 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 00 /03 44 40 87 01