ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

ጨረታ ዝምልከት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

ናይ 2007 ን 2008 ዓም ፍቃደ ንግዲ ዘሐደስኩም

መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ንኩሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

መክበሪ ጨረታ 30000(ሰላሳ ሺሕ) ቅርሺ ብሲፒኦ ዘትሕዝ

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ድጋሚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ለካቲት 16 2008 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካበ ፈፃሚ ዕደጋ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ምዉሳድÂ ናይ ተወዳደርቲ ዋጋ ዝገልፅ ሰነደ ጨረታ ክሳብ ለካቲት 30 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ካብ ቢሮ ትምህርቲ ቀዳማይ ደብሪ ምዉሳድ ይከኣል

እቲ ጨረታ ለካቲት 30 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9 ፡00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ይክፈት

ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ

ዝኮነ ተጫራታይ ብዝዓባ ሰነድ ጨረታ ካልእ መብርሂ ዘድልዮ እንተኮይኑ ብጽሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከኣል

ሰዓራይ ጨረታ ንብረት ኣታዊ ዝገብረሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኮይኑ እቲ ንብረት ድማ ፅሬታ ብበዓል ሞያ አቲ ቢሮ ክረጋገፅ ይግባእ

እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477/ 0344408292 ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

Â