ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዘሐደስኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ካብ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቕረባይነት ዘለኩም

2 ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 መለለይ ቁፀሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00ብር እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ 5000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተወሃቦ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዓይኒ ዋና ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም  ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ይካኣል

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 04/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉን ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 /09 14 13 01 20 /ደዊልካ ምሕታት ይካኣል