ሎት 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ
ሎት 2 ቐዋሚ ንብረት /ፈርኒቸር/
ሎት 3 ሕትመትÂ
- በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ TIN ቑፅሪ ሰርተፊኬት ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል
- ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/Â ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
- ንተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2008 ዓ/ም VAT ድክላሬሽ ንሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል:;
- በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰን ምስኽር ወረቐት ሓደ ኣርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::
- አብቲ ጨረታ ሰዓራ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ኣብ ዉሽጢ 10 ማዓልቲ ን ሎት ሓደ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ድማ ንሎት ክልት ንሎት ሰለስተ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብቲ ቢሮ ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠን ከቅርብ ዝክእል
- ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን መሕተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
- ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር ምምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ንኩሉ ምድብ ማለት እዉን ንሎት ሓደ ክሳብ ሰለስተ ዘለዉ ዘይምለስ 40.00 ቅርሺ ጥራሕ እንዳከፈለ ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይÂ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 317 ካብ 3 /06/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 18/06/ 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለ ግዜ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ዓዲጉ ክወዳደር ይክእል
- ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዉሕስና መክብሪ ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ንምድብ ሐደ 5500 ሓሙሽተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢቲን ንምድብ ክልተን ሰለስተን ድማ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ ብሽም ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብስፒኦ ወይ ብወረቀት ምስክር ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዘተዳለወ ናይቲ ቢሮ ሳንዱቅ ጨረታ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል
- እቲ ጨረታ ዕለት 18/06/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 317 Â ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታÂ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- እቲ ጨረታ ምስተከፈት ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20% ክንኪ ይክእል እዩ
- ሰዓራይ እቲ ዘቅርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስትረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â