ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ዘለኩም ከምኡእዉን በቲ ሓድሽ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም ምኻንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ

2 ተጫረቲ ቢሮና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቢሮ ሲቭል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 28/09/2012ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይኽፈት

4 ቢሮና ዝሓ መማረፂነ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 24 31