ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት
- ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 17/ 05/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 2/06/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
- እቲ ጨረታ 2/06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
- ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470279 /0344470556 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::