1ተጫረቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም
2 ካብ ቢሮ ልምዓት ኤጄንሲ እቶት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሙያ ምስክር ወረቀት ዘድልዮ ድማ ምስክር ዘቅርቡ
3 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ
4 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ 10000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 12/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
6 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋን ምስ ባቱን ዊዝ ሆልዲግ ወይ ንመንግስቲ ዝክፈል ኩሉ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
7እቲ ጨረታ 12/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን
8 ሰዓራይ እካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ናይቲ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57