1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ
3 መኸበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
4 እቲ ጨረታ ካብ 26/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 ተካታተልቲ መዓልትታት ኣብ ኣየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15