ስለዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. ወረቀት ምስክር ምዝገባ  ተወሳኪ እሴት ታክስ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት
  4. ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ  ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ምዉሳድ ይከኣል
  5. እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል ወይከዓ ብ 14 ፖስታ ሳነዱቅ ቁፅርና ምልኣክ ትክእሉ
  6. ሰዓራይ ዝኮነ ተጨራታይ ምስዓሩ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 5ተ መዓልቲ  ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም
  7. ሳንዱቅ ጨረታ 4 ጥቅምቲ 2008 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  8. እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344416797/ 0914708379/ 0914743961