1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝተመልአ ክኮዉን ይግባእ

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 13/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ

6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55