Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ፕሮፎርማ ምልክታ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ መኪና መለዋወ ኣቁሑት ብናይ ገረብ ሰገን በጀት ዝክፈል በጀት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በቲ
ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተቃናይ ኣቕሓ ዝርዝር(Description)መፍለይይ /specificalion/መለኪዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1Alternator AssyUk 01-18300-DB3-11014VPcs01
2Battery sealed12v 70 Amp SamplePcs01
3Beit for AlternatorSamplPcs01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛታት

1. ተዳደርቲ ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ያ10 Nu/ # መትረባይነት ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ዓሽጎም ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ገቢ ማሕተም ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. እዚ ፕሮፎርማ ምልከታ ዝስዓረ ትካል ዓመታዊ ወዕለ ከእስር ዝኽእል

4. ተሰዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምም ቅጥዒ ወይም ብናይ ብዓልኹም መሊእኹም ከተቕርቡ ይግባእ።

4. ተወዳደርቲ ዝመፅእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/03/2019 ዓም ክሳብ ዕለት 14/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡ሰዓራይ ዝኸውን ትካል ብድምር ብሎት ትሑት ዋጋ ዝመልአ ይኸው ፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 15 ዝርኸብ ይኸፈት''

6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሙ እዩ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ዝሰዓረ ትካል ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ትኸእል፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0963549302 /0914032454 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡