⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ዓላማ ጨረታ: ሱር ኮንስተራክሽን (ኣብርሃ ካስትል ሆቴል) ናይ 2018 ዓ.ም መዝገብ ሒሳብ ዘስርሕ ብቑዕ ናይ ሒሳብ ክኢላ / በዓል ሞያ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
* ዘድልዩ መስፈርቲ: ኣብቲ ሞያ ዝተወደበ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ሰነዶም ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይኽእሉ።
* መቕረቢ ዕለትን ቦታን: ጨረታ ካብ 18/02/2019 ዓ.ም ክ
* ዘድልዩ መስፈርቲ: ኣብቲ ሞያ ዝተወደበ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ሰነዶም ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይኽእሉ።
* መቕረቢ ዕለትን ቦታን: ጨረታ ካብ 18/02/2019 ዓ.ም ክ
ምልክታ ጨረታ ንዝተፈቀደሉ ክኢላ ሒሳብ
ትካልና ሱር ኮንስተራክሽን ሃ/ዝ/ው/ማ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ናይ 2019 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ናይ 2018 ዓ/ም ብበዓል ሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተኣሸገ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ::
ጨረታ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ 18/02/2019 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2019ዓ/ም ቦታ አብ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ሒሳብ ክፍሊ ወይም ኣብ ጋሻ ተቀባሊ /reception/ ተቅርቡ ምካንኩም ኣናገለፅና ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 21/02/2026 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትቅርቡ ምካንኩምነፍልጥ ::
ትካልና ናይ ጨረታ ምሰራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ ::
ምስ ሰላምታ