ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2019 በጀት ዓመት ዝኸውን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ሓምለ 2018 ዓ.ም ቫት ዲክላራስዮን ወረቐትን ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ብር 15,000 ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 100 ክፍሊት ካብ ቢሮ ቑፅሪ 25 ብምውሳድ፣ እቲ ዋጋ ምስ VAT ምዃኑ ወይ ዘይምዃኑ ብግልፂ ኣስፊርካ ሙሉእ ማህተምን ፌርማን ብምእታው ከቕርቡ ይግበኦም።
* ጨረታ ካብ ዕለት 14/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 26/10/2026 ዓ.ፈ ኣየር ዝውዕል ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 26/10/2026 ዓ.ፈ ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብሰዓት 4:30 ይኽፈት።
* ስዒሩ ዝተረኸበ ተወዳዳሪ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት ከረክብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

ምልከታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲቓላሚኖ ን2019 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተደላይ ረቛሒታት ዝርዝርከም ዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ሓምለ ወርሒ 2018 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) 15,000 (ስርተ ሓሙሸተ ሽሕ ቅርሺ) ከቕርብ ዝኽእል።

➢ አብ መዘርዝር እስፐሲፍኬሸን ብዝቐረቡ ጥራሕ ከርብ ዝኽእል፡፡

➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ምዃኑ ወይ ዘይምዃኑ ይሕብሩልና አንተዘይሓቢሮም ምስ ሻቱ ከምተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ናይ ትካል ማህተምን ሸምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቕናስ ንምውሳኽን ይኽእል እዩ፡፡

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚእቲ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቑፅሪ 25(ገንዘብ ተሓዚት) እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ምውሳድ ይከኣል።

➢ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 26/10/2026 ዓ.ፈ ፤ ዕለት 26/10/2026 ዓ.ፈ ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡፡

NB ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462706/05,676 ምሕታት ይከአል እዮ።