ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ንዓመተ 2019 ዓ.ም ናይ መካይን ጋራጅን ሞተር ሳይክልን ፅገና ዝህቡ ሕጋውያን ኣወዳዲሩ ክኣስር ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2019 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ (TIN)፣ ንመኪና ፅገና ደረጃ 3 ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎምን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡን ክኾኑ ይግባእ።
* መክበሪ ጨረታ ንመኪና ፅገና 15,000 ብር፣ ንሞተር ሳይክል ፅገና 5,000 ብር ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዘለዎ ኮይኑ፣ ናይ ውድድር ገምጋም 70% ቴክኒክን 30% ፋይናንስን እዩ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 12/01/2019 ዓ.ም ክሳብ 20/01/2019 ዓ.ም ብ100 ብር ክግዛእ ዝኸእል ኮይኑ፣ ጨረታ ኣብ ዕለት 22/01/2019 ዓ.ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

ንተጫረቲ ኩሉ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ዓናይ መኪና መፀገኒ ዝኸውን ጋራጅን ንሞተር ሳይክል ዝጸግን ሊጅ ሙያ ብሪታ ኣወዳዲሩ ኣብ ባጀት ዓመት 2019 ዓም ከፀግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ሰብ ሙያ ወይ ሰብ ግራችሁንም ስትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

5. ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት
ናይ ዕይ 2019 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፡ ናይ ግብሪ ካፋለ መለለይ ካርዲ ዘለኩምኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ዘቅርቡን
መካይን ገና ሻት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሓምለ 2018 ዓም ዲክለር ዝገበሩሉ መረዳእታ ክርስ ዝክእሉን የሞተር ሳይክል ፅገና ኣይተ ዘይተመዘገቡ
ተረታይ ናይ ባዕሉ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ይግባእ
ንመካይን ጨረታ ካብ ዝምልከቶ ብቅዓት ደረጃ መረጋገፂ 3 መረዳእታ ክቀርብ ዝክእል
ንመካይን ተጫራታይ ኣብ ዘቅርቦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክመልእ ዝግባእ እንትትከውን ንሞተር ሳይክል ብዘይ ሻት

6 ተጫረቲ ዝተበላሸወት መኪና ካብ ዝተበላሸወትሉ ቦታ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ብክራን ፅዒኑ ናብ ጋራጅ ክወስድ ዝኣል

7. ዝሰዓረ ተጫራታይ ብዝኮነ ምክንያት መኪና ኣብ ዝኮነ ቦታ እንተተበላሽያ በዓል ሙያ ልኢኩ ከህግን ዝክእል 

8 ናይ ቶርዮን ፖምፕእኦሞን ላምባን መሕዐቢ ዝመሳሰሉ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ዝሽፍን

9 ናይ ቦዲ ስራሕቲ ከም ተለምስቲኮ ጸብርጭቆ ወረቀት) ወዘተ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ዝሽፍን

10. ተረተ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝተበላሸወት መኪና ወይ ሞተር ሳይክል ዘድልያ ንብረት ምስ ኣዘዙ ተግዚኡ እንትቀርብ በቲ ዝኣዘዝዎ መሰረት ኦርጂናል ምኳኑ ከረጋግፅ ዝክእልን ሓላፍነት ክወስድ ዝክእል ክከውን ይግባ - ንሞተር ሳይክል ዝግበር ዕገና ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ኣፅቢ ኣብ ዘዳለወሉ ቦታ ጥራሕ ኮይኑ ዝዕግን 

11 ኣብ ፅገና ተሽከርከርቲ እትወዳደሩ ተጫረቲ እቲ ውድድር ናይ ቴክኒክን ፋይናንሽያልን ኣብ ግምት ዘእተወ ኮይኑ ንፋይናንሽያል 30 ንቴክነካል 70% ዝሓዘ ኮይኑ ዝተሓተ ዋጋ ብጠቅላላ ድምር BY [OF / ዝመልአ መሸነፋይ ይከውን

12 መክበሪ ጨረታ ናይ መኪና ፅገና ጋራጅ 15000 ብር ንሞትር ሳይክል ፅገና 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

13.ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ደኩሜንት ሽሞምፊርምኦምን ማህተምን ክዓርፎ ይግባኣ

14.ተማረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክከውን ኣለዎ

15. ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፈተነ ተረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዙትሓዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ብመምርሒ ዕደጋ ተዕሪ 5/2016 መሰረት ናብ ክልል ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲ ይክሰስ

16 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምእውን ዝተማለአ ጨረታ ደኩሜንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት

17. ተጫረቲ ድሕሪ እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምክፋቱ ኣብ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ን በለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሳለን

18. ተጫረቲ ዘቅረብዎ ደኩሜንት ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂለ ነኒበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብዝባ
ይፀሓፍ

19 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሑሉ መዓልቲ 30 ይን

20 ሰነድ ዝበጠለ ኣብ ቤት
ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣፅቢ ቁፅሪ 4 ኮይነ ካብ ዕለት 12/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 20/01/2019 ዓም ኣብ ናይ ስራ እ መዓልቲ ኮይኑ ንሰነድ መዐደጊ ጋዐ ብር ካፈሎም ክወስዱ ይክእሉ

21 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/01/2019 ዓም ኮይኑ 5:00 ሺ በተመሳሊ ዕለት 22/01/2019 ዓም 5:30 ይክፈት

22 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ካሊእ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ይኩን ዝፈሊ ናይ ምስዝ ሰለ ዝተ ኣለይ እዩ መብርሂ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ91416 05 ወይ በ091416004፣ ምታት ይከኣል