ሚዛን ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁ-08

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ናውቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ /ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2018/2019 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታምን ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/1/2019 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 13/1/2019 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዕለት 13/1/2019 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ጎኒ FM መቐለ 104.4 ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።

✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' /ዓሰርተ/ ናይ ስራሕ መዓልትታት ስራሕቲ ሕትመት ወዲኡ ከርክብ ኣለዎ፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር

✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3 ፎቅ ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ

✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914765540 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡

ናይ ሕትመት ናውቲ ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦

ረ.ቁዝርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ ኣባላት ደፍተርብሳምፕስ መሰረትቁፅሪ12,000
2ናደ ህፃናት ደፍተርብሳምፕስ መሰረትቁፅሪ11,000
3JVብሳምፕስ መሰረትቁፅሪ10
4BPVብሳምፕስ መሰረትቁፅሪ150