ምልክታ ፕሮፎርማ ቁ-08
ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ናውቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ /ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2018/2019 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታምን ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/1/2019 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 13/1/2019 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዕለት 13/1/2019 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ጎኒ FM መቐለ 104.4 ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።
✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' /ዓሰርተ/ ናይ ስራሕ መዓልትታት ስራሕቲ ሕትመት ወዲኡ ከርክብ ኣለዎ፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር
✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3 ፎቅ ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ
✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914765540 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡
ናይ ሕትመት ናውቲ ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦
| ረ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ኣባላት ደፍተር | ብሳምፕስ መሰረት | ቁፅሪ | 12,000 | ||
| 2 | ናደ ህፃናት ደፍተር | ብሳምፕስ መሰረት | ቁፅሪ | 11,000 | ||
| 3 | JV | ብሳምፕስ መሰረት | ቁፅሪ | 10 | ||
| 4 | BPV | ብሳምፕስ መሰረት | ቁፅሪ | 150 |