ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ
| ሪጋ | ዓይነት ተሽከርከርቲ | ዝሕዝኦ በዝሒ | ንወርሒ ማለት ን 22 ናይ ት/ቲ መዓልቲ |
| 1 | ኣውቶቡስ | 60-63 | |
| 2 | ቅጥቅጥ ባስ | 24-40 | |
| 3 | ናይ ኤሌክትሪክ ሚኒባስ | 12-18 | |
| 4 | ኮስተር | 24-30 | |
| 4 | ናይ ኤሌክትሪክ ባስ | 24-30 |
ዘለኩም ተምሃሮ ብምምልላስ ከተገልግሉ ድሌት ዘለኩም ሰብ ዋናታት ክሳብ ሮቡዕ መስከረም 13/2019 ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ኣብ ቤት ት/ቲ ኣታዊ ክትገብሩ ንላቦ፡፡ድርጅትና ወይ ቤት ት/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ዘይግደድ ምዃኑ ንሕብር፡፡