⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምኽፋል ካብ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 14/01/2019 ዓ/ም ምውሳድ ይከኣል።
* ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ብር 5,000.00 ብሲፒኦ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ከተሕዙ ይግባእ።
* ጨረታ ዕለት 14/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
* ኣድራሻ፦ ብድሕሪ ዞባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ (ስልኪ ቁፅሪ፦ 0344400648 / 0344413914)።
ምልክታ ሓራጅ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምርን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ቢሮ ኣቁሑትን ብሓራጅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ኣብ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ትካላት ንምዕዳግ ንምውድዳርን ድልየት ዘለኩም ብኣካል መፂኹም ብምርኣይ ኣብቲ ዝተቐመጠ ናይ ጨረታ ዕለት ተሳተፍቲ ክትኾኑ ይዕድም። ከማእዎን ክፍለጥዎ
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል።
ምልክታ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 0801 2019 ዓ ም ክሳብ ዕለት 14/01/2019 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ስዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትኽእሉ ብምሕባር ጨረታ ዕለት 131 2019 ዓም ልክዕ ስዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 14:01:2019 ዓ/ም ስዓት 4:30 ኣብ ዋና ኦዲተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት – ተወዳደርቲ ስዓርቲ እንተኾይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት በቢዝምልከተኩም ዘርፈ : ብደብዳቢ ተገሊፀልኩም ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሉኹም ወፃኢ ኣብ ሓፂር ግዜ ከልዕል ዝኽእል።
ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ - ብር 5000.00 ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ።
ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ንቲ ጨረታ በሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኢዮ።
አድራሻ : ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብድሕሪ ዞባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 64 30/6114 39140064፣8/ ምድዋል ይከኣል።
ምስ ሰላምታ