⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ዕላማን ዝድለዩ ኣቑሑትን: ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት (Barbed wire 50m ከምኡ እውን Soft wire 1.5mm) ብፕሮፎርማ ክወዳደሩ ንዝደልዩ ነጋዶ ይዕድም።
* ዘድልዩ ሰነዳትን ረቛሒታትን: ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ሰርቲፊኬት፣ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት (እንተሃልይዎ) ከምኡ እውን ዋጋ ምስ ቫት/ቲኦቲ ምዃኑ ብንፁር ዝገበረ ብተዓሸገ ፖስታ ክቐርብ ኣለዎ።
* መዓልቲ ምእታውን ምኽፋትን: ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 11/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኮይኑ፣ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 እዩ።
* ተወሳኺ ሓበሬታ: እቲ ኢንተርፕራይዝ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ምድዋል ወይ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ምሕተት ይከኣል።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት/ ከዕድን ስለዝደሊ እዚ
ቅጥዒ ብምምላእ ነጋዶ ክትወዳደሩ
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 36326 | 1 | Barbed wire | L-50m | pcs | 1 | |||
| 2 | Soft wire | 1.5mm Thick | pcs | 5 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን፡ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከተሓሓዝ ኣለዎ።
- እቲ ህትመት ዋጋ ቫት ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።
- ሰገራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት ኣቅሓ/ ካብ ኣለዎ፡፡
- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ከመፅእ ኣለዎ።
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 8/01/2019- 11/01/2019 ዓ/ም 1100 እዩ
- ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸውን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍለ ዝኣክል ብምግእ ምጥያትን ፕሮፎርማ ቅጥዒ ምውላድ ይከኣል