ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ዕላማ ጨረታ፡ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ዘድልዩ ረቛሒታት፡ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም፣ VAT/VAI ተመዝገብቲ ዝኾኑን ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክኾኑ ይግባእ።
* መሸጢ ሰነድ ጨረታ፡ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 06/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 11/01/2019 ዓ/ም ኣብ ዝሃለወ ኣየር ሰዓት እናመፃእኻ ምውሳድ ይካኣል።
* መዕፀውን መኸፈትን ጨረታ፡ ሳንዱቕ ጨረታ ብዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ utሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት።

2ይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ:: 

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 06/01/2019 ዓ/ም -11/01/2019 ዓ/ም ይከውን:: 

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 11/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

7 VAI ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::