ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 15 ሓዱሽ ፕላክፖርድ ንምግዛእን 41 ፕላክፖርድ ቀለም ንምቕብኣን (ብባዕልኻ ትራንስፖርት ናብ ቦታኡ ንምብፃሕ) ዝወፀ ጨረታ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ VAT ተመዝገብቲን 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም ክሳብ 08/01/2019 ዓ/ም ኣየር ዘሎ ግዘ ምውሳድ ይካኣል።
* ጨረታ ብዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፂኡ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይኽፈት።

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕላክፖርድ ሓዱሽ ንምግዛእን፣ ፕላክፖርድ ቀለም ምቅብኣ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል:: 

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም –08/01/2019 ዓ/ም ይከውን:: 

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::


ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ሓዱሽ ፕላክፖርድ

15

2ፕላክፖርድ ቀለም ዘድልዮ/td>

41

N. ብተወሳኪ ናብ በቢ ዓዱ ብናይ ባዕሎም ትራንሰፖረት ንምብፃሕ ዝክእል::