⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 24 ብዝሒ ዘለዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑን ክሆኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም ክሳብ 08/01/2019 ዓ/ም እናመጻእኻ ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፂኡ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።

ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም –08/01/2019 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 VA ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስፖርት ዕጥቂ | ቁ | 24 |