ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ዓይነት ኣገልግሎት: ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ መካይን ዝፅገናሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ።
* መስፈርቲ ተጫረቲ: ናይ 2019 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN)፣ ኣብ ናይ መንግስቲ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ፣ ናይ ወርሒ ሓምለ 2018 ዓ/ም ዲክሌር ዝገበርሉ ናይ VAT ተመዝጋቢ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ትሕጃን መሸጢ ሰነድን: መሸጢ ሰነድ ጨረታ ብር 100 ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መክበሪ ትሕጃ ብር 100,000 እዩ።
* ገደብ ግዜን መዓልቲ ጨረታን: ሰነድ ጨረታ ካብ 02/13/2018 ዓ/ም ክሳብ 11/01/2019 ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፤ ጨረታ ብዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብሰዓት 5:00 ይከፈት።
* ቦታን ተወሳኺ ሓበሬታን: ሰነድ ዝሽየጠሉን ዝከፈተሉን ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ቢሮ ቁፅሪ 121 እዩ (ስልኪ፡ 0925053306 / 0937034468)።

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ መካይን ዝፅገናሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አዳዲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንትረቱ ንዕድም፡፡

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኡ ነጥቢታት

. ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2019 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ፣ ናይ ግብሪ ክፋል ምኳንኩም ዝገልፅ ቲን ናገር። ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኳኖም ምስክር ከትር እልም

. ተጫረቲ ናይ ባዕቱ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ን ይግባእ

. ኣብቲ ጋራጅ ዝኣተወት መኪና ሓደጋ እንተዚሕም ቤት ሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንዕን ክሳብ ለይ ተረባ እዋን እቲ ጋራጅ ሙኣ ሓላፍነት ዝወሰደ ን ይግባእ

. ናይ ዝቅየር ሰሄር ሃርት ሙሉእ ዕገስፈክሸን ምንፃርን ተዓዲጎም ዘመ ሰሄር ጋርት ቅድሚ ምግሞም ኦርጅናል ምካኖም ከረጋግፅ ዝክእል

. ተጫረቲ ቫት ተመዝጥዕምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2018 ዓ/ም ዲሰር ዝነበርሉ መረዳእታ ከቅርብ

. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊ ክኦን ይግባእ

. ተጫረቲ ወትእ ገዎ መሪ ጨረታ O 100,00 ጥራሕ ክትሕዝ ዝለል

. ሰነድ ዝሽየጠፋ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣቢ ሳስብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 121 ኮይኑ መሸጢ ሰነድ ብር 100 ይከውን

. ወረታ ኣብ ኣየር ዝንስቶ ካብ 02/13/2018 ዓ/ም ክ 11/01/2109 ዓ/ም ይገን

. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘል ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 5:00 ይከፈት

. እቲ ጨረታ ውድድር መሸነፋይ ን LOT BY LOT ይኽን

. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ለት ጀሚሩ 40 መዓልቲ ይኸውን

. ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ይንት ሽሞምን ፊርምኦምን ማህተምን ክሰርፉ ይግባእ

. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ደንት ኦርጅናልን ቶ ኮፒን ነንበይኑ ተዓት ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይሓፍ

. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልዮም ጥርዓን ናይ ምቅራብ መካከል ከምዘለዎም ጨረቃ ብዝተፈላለየ ምክንያት ክዕ ዝፍትኑ ተረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዝትሓዝዎ ትሕጃ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይገር

. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እውን ዝተማለአ ዶክሜንት ኣብ ዝቀረበቶ ይከፈት

. ተጫረቲ ድሕሪ እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምክፋቱ ጭረሖ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ እውን ዝሓዝዎ ትሕጃ ኣይምሰሎምን

. ቤት እፈትና ካለእ መማረፂ እንተረኪቡ ብፈል ይሁን ዝመጹእ ናይ ምሕራዝ መቶ ፊት ለ እዩ

0925053306 / 0937034468