መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ዝኸውን 12 ሜትር ኩፕ ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቁፅርን ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገቡን ተጫረቲ ይዕድም።
• ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብር 100.00 ክፍሊት ብምፍፃም (ንደኣንት ብነፃ) ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ መኸበሪ ጨረታ (CPO) ብር 5,000.00 ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቐርብ ኣለዎ።
• ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 07 መዓልታት ዝሽየጥ ኮይኑ፣ ጨረታ ብዕለት 04/13/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
• ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ሰነድን መዕሸጊ ፖስታን ሽም፣ ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ዝግበኦም ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0946793588 ወይ 0930325239 ምድዋል ይከኣል።

ምልክታ ጨረታ

መ/ሆ/ 11  ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TIN ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

1 ኣብ ቤት ፅ/ት ደኣንት ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ

2 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ርዕ ክትሕዝ ዝኽእል

3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ጠለብ ብዉእል መሰረት ናብ መ//11/ ለካቲት የረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሽጌ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

5 ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00ሓደ ሚእቲ ብር እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/12/2018 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 07 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ53 እንዳግዛእኹም ምውሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ደቀቕትን ናኣሽተይን እንተኾይኖም ደ.ኣ.ን.ት ንምዃኖም መረጋገፂ እንተቕሪቦም ሰነድ ጨረታ ክግዝኡ ኣይግደዱን

10 እዚ ጨረታ ዕለት 04/13/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት

11 ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል

12 መ/ሆ/11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ 13.ግልጋሎት ዝሃብ ኣብ ዝደለናዮ እዋን ከቅርብ ዝደሊይ

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ዝርዝር ጨረታሊፍት ስራሕቲ

ተ/ቁዝርዝር ዓይነትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1.ማይ ብቦጥ ምቕራብንሜትር ኩፕሜትር ኩፕ12

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0946793588 0930325239

ናይ ትካሎም ክቢ ማህተም