መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* መ/ሆ/11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝውዕል ግልጋሎት ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ንዝደልዩ መቕረብቲ ሰነድ ጨረታ ብ100 ብር ይሸጥ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ቲን (TIN) መረጋገፂ፣ ናይ ቫት (VAT) ምዝገባን ሕጋዊ መኸበሪ ጨረታ ውሕስናን ከቕርቡ ይግባእ።
* እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 03/13/2018 ዓ/ም ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 04/13/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብሰዓት 4:00 ይከፈት።
* ግምገማ ጨረታ ብዝነኣሰ ዋጋን ብሕጊ ቢሮ ፋይናንስን ዝካየድ ኮይኑ፣ ዝሰዓረ ተጫራቲ መኸበሪ ውዕሊ ብምትሓዝ ውዕሊ ክኣስር ይገደድ።

መምርሒ ተጫረቲ

መ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊይ በዚ መሰረት ኣብዚ ረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ እዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተረ መምርሒ ተጫረቲ ክተማልኡ ይግባእ

1. ዝቐርብ ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል በቲ ዝወፀ መግለፂ ልክዕ ከይተቖራረፀ ዘቕርብ ክኸውን ይግባእ

2. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ 'ቲን/TI/ ቁፅሪ መረጋገፂ ወ

3. ተጫረቲ ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሎም ሓሳብ እንተሃልዩ ጨረታ መዕፀዊ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ብፅሑፍ ወይ ብቓል መብርሒ ክሓቱ ይኽእሉ ።

4. ብዛዕባ ግዕዝይናን ምጭብርባርን ዝተደንገገ ሕግታት ዘኽብር ተጫራታይ ክኾን ይግባእ ።

5. ጨረታ ከዛብዕ ዝፍትን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ወፃእ ብምግባር ዘትሓዞ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ንቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፍ ይግበር ዘ

6. ነዚ ጨረታ ውፅኢታውነት ናይ ቢሮ ፋይናንስ ሕጊ መሰረት ብምግባር መከ/11 ለካቲት ሆስፒታል ዘውፀኦ ዝነኣሰ ግምገሚ ረቋሒ ፊትን ዝነኣሰ ዋጋን እዩ ።

7. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐ አዋን ካብ ዕለት 25/12/18 ክሳብ 03/13/18 ምኳኑ ።

8. እዚ ጨረታ ዕለት 04/13/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኸፈት "

9. ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ምስትኽኻል ኣይከኣልን "

11. ኣብ ዝርዝር ረታ ዝተቐመጠ መኸበሪ ውሕስና ጨረታ በቲ ዝድለ መጠን ይኹን ዓይነት ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ መትሓዚ ዘትሕዝ ክኾን ይግባእ ።

12. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልዩዎም ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ናብ ስ/መካየዲ ጥርዓን ከቅርቡ ይኽኣሉ።

13. ተወሳኺ እሴት ታክስ/ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ተጫራቲ እቲ ዝመልኦ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ እንተዘይተመላኺቱ ተወሳኺ እሴትታክስ /ቫት/ ተሓዊስዎ ከምዝተመልእ ተገይሩ ይሕሰብ ።

14. ተጫረቲ ዝመልእዎ ነዋጋ መሆ/11 ለካቲት ሆስፒታል ኣብዘዳለዎ ቅጥዒ ጥራሕ ክኸውን ኣለዎ

15. ተጫረቲ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዝሓዘ ሰነድ ካብ መሆ/11/ለካቲት ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 53 ነዚ ሰነድ መሸጢ ዝተተመነ ዋጋ 100ብር ከፊሎም ክወስዱ ይግባእ ።

16. ሓደ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ጨረታ ዝሓቶ መረዳእታ ዘማልአ እንተኾይኑ በዓል ዋና ዋላ ኣይሃሊ ነቲ

ትካል ረብሓ ተባሂሉ ክኽፈት ይኽእል እዩ ።

17. ሓደ ተራታይ ብመሰረት ዝተፈቐደሎ ዘርፊ ጥራሕ ክወዳደር ይግባእዘቕርብ ።

18. ዝሰዓረ ተጫራቲ መኽበሪ ውዕሊ ከትሕዝን ብመ/ሆ/11/ለካቲት ሆስፒታል ንዝቐርበሉ ውዕሊ ክኣስርን ይግደድ ። 

19. ዝሰዓረ ተጫራቲ ብመሰረት ውዕሉ ዘየችሪበ እንትኸውን ብመሰረት መሰሉ ስጉምቲ ይውሰደሉ ።

20. ሓደ ተጫራቲ ኣብናይ ካልእ ተጫራቲ ዋጋ ተጎዝጊዞ ዋጋ ከውፅእ ኣይፍቀድን "

21. ተጫረቲ ሳዓርቲ ኮይኖም እንተቕርቡ ንዝሰዓርዎ ንብረት ውሕስና ይህቡ ።

22. ኣብዚ መምርሒ ተጫረቲ ዘይተኻተቱ ኣብ ኣዋጅ ዕደጋ ይኹን ኣብ መምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 4/2007 ዘለዉ ኣብ ስርዓት ከይዲ ጨረታ ይኹን ግዝኢት ተግባራዊ ይኾኑ።

23. ኣብዚ መምርሒ ተጫረቲ ብተባዕታይ ፆታ ዝተገለፀ ንኣንስታይ እውን የገልግልዘቕርብ ።

24. እዚ ጨረታ ፡ ብከፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ።

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ዝርዘር ጨረታ ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል

ተ/ቁዝርዝር ዓይነትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1.ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓልበቢ ወርሒ12

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0946793588 0930325239

ናይ ትካሎም ክቢ ማህተም