ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ስኒት ኣካዳሚ ናይ 2018 ዓ.ም ሒሳብ መዝገብ ዝሰርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክቑፅር ይደሊ።
* ምዝገባ ካብ ዕለት 19/12/2018 ዓ.ም እስከ 22/12/2018 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይካየድ።
* ኣድራሻ፦ ጥቃ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 11 (ናይ 05 መወዳእታ ታክሲ ከይበፃሕኻ)፤ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0945512433 ምድዋል ይከኣል።
* እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብቲ ጨረታ ናይ ዘይምግዳድ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ጨረታ

ስኒት ኣካዳሚ ናይ 2018ዓ.ም ሒሳብ መዝገብ ዝሰርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ተጫረቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 19/12/2018 - 22/12/20 እናመፃኹም ክትምዝገቡ እናፍለጥና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ ትካል እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

ምስ ሰላምታ

ኣድራሻና= ናይ 05 መወዳእታ ታክሲ ከይበፃሕኻ ጥቃ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 11 ንርከብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ፦ 0945 512433 ይደውሉ