ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ

ጨረታ

ስኒት ኣካዳሚ ናይ 2018ዓ.ም ሒሳብ መዝገብ ዝሰርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ተጫረቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 19/12/2018 - 22/12/20 እናመፃኹም ክትምዝገቡ እናፍለጥና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ ትካል እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

ምስ ሰላምታ

ኣድራሻና= ናይ 05 መወዳእታ ታክሲ ከይበፃሕኻ ጥቃ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 11 ንርከብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ፦ 0945 512433 ይደውሉ