⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቕረባይነትን፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ሰነ 2018 ዓ/ም VAT/TOT ዲክላራሲዮን ከምኡ እውን ናይ ጨረታ መኽበሪ ብስፒኦ (CPO) 50,000 ቅርሺ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ተዓዋቲ ጨረታ ምስተገለፀ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ 100 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 435 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፤ ጨረታ ካብ ዕለት 24/08/2026 ዓ/ፈ ክሳብ 07/09/2026 ዓ/ፈ ፀኒሑ ብዕለት 07/09/2026 ዓ/ፈ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።
ቁፅሪ ቃላ 01/03/ 527-532 /2026
ዕለት 24/ 08 /2026 ዓ/ፈ
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2019 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን ኣትክልትን ፍራምረን (አስቤዛ) ፤ፊኖ፡ጥራምረ ፤ምግብን ቅብኣትን በርበረ ዛላን እንቁላሊሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ተደላይ ረቛሒታት ዝርዝርከም ዝስዕብ ይኸውን
➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝኽእል።
➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
➢ ሻት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2018 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእል፡፡
➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል።
➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) 50,000 (ሓምሳ ሸሕ ቅርሺ) ከቕርብ ዝኽእል።
➢ አብ መዘርዝር እስፐሲፍኬሸን ብዝቐረቡ ጥራሕ ከቕርብ ዝኽእል፡፡
➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል።
➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምዃኑ ወይ ዘይምዃኑ ይሕብሩልና አንተዘይሓቢሮም ምስ ሻቱ ከምተመልአ ተገይሩ ይውሰድ፡፡
➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሸምን ይጠቀሙ፡፡
➢ እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቕናስ ንምውሳኽን ይኽእል እዩ፡፡
ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚእቲ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 435(ገንዘብ ተሓዚት እዚ ምልክታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ድሕሪ ሰዓት ካብ ሰዓት 800 ክሳብ ስዓት 10:00 ምውሳድ ይከኣል።
➢ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡፡
➢ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 24/08/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 07/09/2026 ዓ.ፈ ፀኒሑ፤ ዕለት 07/09/2026 ዓ.ፈ ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
NB ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462700/0914763004 ደዊሎም ምሕታት ይከአል እዮ።