ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 04 /2018 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መትል ንቤት ንሕፈትና ተሽከረካሪት ክሬን መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-19100ን ቦጥ መኪና ታርጋ ቁፅሪ4-01521 ጎማ ስለ ዝወድአ ስአን ጎማ ጠጠው ኢለን ስለ ዘለዋ ንፅእን ግልጋሎት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 23504ቸ/ ማይ ብዕለት 28/11/2018 ዓ.ም ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ብዝተረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ከተማልእ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
- ተወዳዳራይ ዘነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | 12V120Ah maintenance free sealed Calcium silever battery | pcs | 04 |
NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል